ሓቅታት – ንኣፍልጦ

ሓደ ካብ ነፍሲ ወከፍ ዕስራ ሰባት ተወሳኺ መሰንገለ ኣለዎ።

ኔዘርላንድስ እታ ዝበዝሐ ቤተ መዘከር ዘለዋ ሃገር ኮይና ኣብ ከተማ ኣመስተርዳም ጥራይ 42 ዝበጽሓ ቤተ መዘከራት ኣለዋ።

ስፕይን ስም ሃገር ኮይኑ፡ ትርጉሙ ሃገር ማናቲለ ማለት እዩ።

ኣብ ዓለም ልዕሊ 6800 ቋንቋታት ኣለዉ።

እቲ ዝቐልጠፈ ናይ ምድሪ ተመን፡ ብላክ ባንባ ዝብሃል’ዩ። ኣብ ሰዓት ከኣ 11 ኪሎሜተር ይጉዓዝ።

 

ማንቲለ ዝኾነ ይኹን ሓደጋ ክገጥማ እንተዘይክኢሉ ዓሰርተ ዓመት ክትጸንሕ ትኽእል።

0
ርኢቶኹም ኣገዳሲ ኢዩ: ኮመንት ክትጽሕፉ ብኽብሪ ንሓተኩም 😍x