ትርጉም ምስላ “ሰብ ዝገበሮ ምድሪ ነገሮ”

 እዚ ምስላ፡ ሰብ ዝገበሮ ተሓቢኡ ከምዘይሕባእ’ዩ ዝነግረና። ዋላ’ቲ ምስጢር ዝበሃል’ውን እንተዀነ ግዜኡ ሓልዩ ምቅላዑ ከምዘይተርፎ ከኣ ይሕብረና። ኣስተውዒልናሉ እንተዀይንና መብዛሕትኡ ግዜ ሰብ ኣይርኣየናን ኢሎም ገበናት ስርቂ፡ ቅትለት … ዝፍጽሙ ገበነኛታት፡ ይንዋሕ ይሕጸር ክርከቡ ኢና ንርኢ።

0
ርኢቶኹም ኣገዳሲ ኢዩ: ኮመንት ክትጽሕፉ ብኽብሪ ንሓተኩም 😍x