ንልቦና

1. ንህልው ናብራኻ መታን ከይዘርገልካ፡ ምስ ሕሉፍ ሂወትካ ዕርቂ ግበር።
2. ካልኦት ሰባት ብዛዕባኻ ዝሓስቡዎ ንዓኻ ኣይንታይካን’ዩ።
3. ግዜ ዳርጋ ንኹሉ ነገር’ዩ ዝፍውስ፡ ስለዚ ንግዜ ቁሩብ ግዜ ሃቦ።
4. ናይ ሓጎስካ ምንጪ ባዕልኻ እንተዘይኴንካ ማንም ሰብ ክኸውን
ኣይክእልን’ዩ።
5. ንሂወትካ ምስ ካልኦት ኣይተነጻጽሮ፡ ናታቶም ጉዕዞ ሂወት እንታይ ከምዝመስል
ክትፈልጦ ስለ ዘይትኽእል።
6. ምሒር ምሕሳብ ኣቋርጽ፡ ናይ ኩሉ መልሲ ክትፈልጥ ግድነት ኣይኮነን።
7. ፍሽኽ በል፡ ኣብ ዓለም ዘሎ ሽግር ናይ በይንኻ ኣይኮነን።

0
ርኢቶኹም ኣገዳሲ ኢዩ: ኮመንት ክትጽሕፉ ብኽብሪ ንሓተኩም 😍x