1. ኣባ ጃዊ ሰለፉ ሃሪሙ ዘእዊ ? A. ስም
2. ኣብ ውሽጢ በዓቲ ለይለይ እትብል ? B .ኣርሓ ደርሆ
3. ጸሊም ጎበዝ ገጽ ንጉስ ዘይሓፍር ? C .እዝኒ
4. ንሳ ጸላም ደቃ ጸዓዱ ? D. መልሓስ
5. ኣነስ ተላኢኸ ንስኺኸ ናበይ ደሊኺ? E. ናሕሲ
6. ንእሽተይ ጭልቃ ኣብ ጎቦ ጠቢቓ ? F. ጀበናን ፈናጅልን
7. ኣቦይ ዝሃቡኒ መንበር ወዲቓ ዘይትስበር ? G. ጽላሎት
8. ኣቦ ጸዋሪ ደቂ፣ ደቂ ጸወርቲ ስንቂ ? H. ሃመማ
ነዘን ሕንቅል – ሕንቅሊተይ ኣዛምዱ።
ነዚ ትሕዝቶ ከመይ ረኺብክሞ?
ፈተዮ6
ኣሕዚንኒ1
ኣስሒቕኒ4
ኣሕሪቕኒ 2
ኣሰልቺኒ0
ኣይፈተኽዎን1
ርእይቶኻ ጸሓፍ