ጎደና ዘይብላ ዓዲ

ጌቱርን ኣብ ኔዘርላንድ እትርከብ ንእሽቶ ከተማ’ያ። እዛ ከተማ ጽርግያ ዝበሃል የብላን። ብማይ ዝተኸበበት ስለዝኾነት። ስለ’ዚ ድማ ነበርታ ካብ ሓደ ቦታ ናብ ካልእ ቦታ (ኣብ ውሽጢ’ታ ዓዲ) ክንቀሳቐሱ ጎደና ዘይብላ ዓዲ እንተኾይኖም ብጃልባ’ዮም ዝጥቀሙ። ነፍሲ-ወከፍ ስድራ ናይ’ታ ዓዲ ኣብ ናይ ውልቃ ደሴት’ያ ትነብር እንተተባህለ’ውን ዝተጋነነ ኣይኮነን። ጽቡቕ ጌርኩም ከተስተማቕርዋ ነዚ ዝስዕብ ቪድዮ ተኸተሉ !

0
ርኢቶኹም ኣገዳሲ ኢዩ: ኮመንት ክትጽሕፉ ብኽብሪ ንሓተኩም 😍x