ጠባያት መስተውዓሊ ሰብ

– ንሓደስቲ ሓሳባትን ትዕዝብትንኣእምሮኡ ዝኸፍት

– ኣእምርኡ ወትሩ ነጻን ዘመዛዝንንይኸውን

– ንእትደልዮ ነገር መዓስን ኣበይንሓበሬታ ከምዝርከብ ኣቐዲምካ ምፍላጥ

– ሕቶታት ካብ ምሕታት ዘይቁጠብ

– ንውሳኔታት ብጭብጢ ተሰኒዩ ዝፈርድ

– ኣብ መንጎ ነገራት ዘሎ ርክብ ብምስትውዓል ዝከታተል

– ኣብ ሞንጎ ሓቂ ክኸውን ዝኽእል ነገርን ሓቐኛ ዝኾነ ነገርን ንዘሎ ፍልልይ ብግቡእ ዝፈልጥ

– ንክውንነት ካብ ሓሳባትን ርእይቶታትን ፈልዩ ዘለሊ

– ንጌጋታቱ ብምኽንያት ክሸፋፋን ዘይመርጽ

0
ርኢቶኹም ኣገዳሲ ኢዩ: ኮመንት ክትጽሕፉ ብኽብሪ ንሓተኩም 😍x