1. ካብ ጉይይ ምውዓል… A. ጸላእቲ የባርሩ
2. በትሪ ሓቅስ… B. ለባም ዘይነቕሎ
3. ሃበኒ… C. ንጓዕማማት
4. ካብ ሳዕ በሎ…. D. ትቐጥን’ምበር ኣይትስበርን
5. እንተዘይትደፍኣኒ… E. ክሳድ ምሓዝ
6. ድሕሪ ማይ….. F. ቆርበት ብርሑሱ
7. ሕነ ቀራናት… G. ህበይ ይገብር
8. ዓሻ ዝተኸሎ.. H. ናብ በዓቲ
9. ቆልዓ ብንኡሱ… I.ሳዕ እንዶ ኣይቀርብን
10. ኣሕዋት ምስ ዝፋቐሩ… J. መን መጽፈፈ
ጥዕናዊ ረብሓ ጽሟቕ ቃንጫ ሽኮር
ነዚ ትሕዝቶ ከመይ ረኺብክሞ?
ፈተዮ0
ኣሕዚንኒ0
ኣስሒቕኒ0
ኣሕሪቕኒ 0
ኣሰልቺኒ0
ኣይፈተኽዎን0
ርእይቶኻ ጸሓፍ