ብዛዕባ ብሩስ ሊ

ብሩስ ሊ ኣብ ሂወቱ ምሉእ ሓደ ግዜ ጥራይ’ዩ ኣብ ግጥም ካራተ ተሳዒሩ። ወዲ 13 ዓመት እንከሎ። እዚ ስዕረቱ’ዚ እዩ ድማ ‘ማርሻል ኣርት’ ንኽመሃር ደፋፊኡዎ። ሓደ ዪፕ ማ ን ዝተባህለ ናይ ዊ ንግ ቹ ን መምህር እዩ ምሂርዎ። ካልኦት መማህርቱ ዝ ነበሩ ተማሃሮ፡ ብሩስ ሊ ውጹእ ቻይናዊ ከምዘይኮነ ምስ ፈለጡ ምስኣቶም ክመሃር ኣይፈቐድሉ ን ። ስለ’ዚ ከኣ ዩፕ ማን ብውልቁ ክምህሮ ተገደደ።

0
ርኢቶኹም ኣገዳሲ ኢዩ: ኮመንት ክትጽሕፉ ብኽብሪ ንሓተኩም 😍x