ግድላት – ቀዳማይ ክፋል

 

  1. ኣርባዕተ  ኣኣርባዕተ  ኣለዋኹም፤ (4,4,4,4)፣ ነፍሲ-ወከፈን ሓንሳእ ጥራይ ክትጥቀሙለን ትኽእሉ፣ ደስ ዝበለኩም ተግባራት ቍጽሪ ብምጥቃም (+ – x /) ዕስራ (20) ከም ዝመጽእ ግበሩ?

4___4___4___4 = 20

መልሲ
4/4=1+4=5*4=20
0
ርኢቶኹም ኣገዳሲ ኢዩ: ኮመንት ክትጽሕፉ ብኽብሪ ንሓተኩም 😍x