ዓቢ ክትከውን እንተደሊኻ

ሓደ እዋን ኣብ ሓደ ጫፍ በሪኽ እምባ ዝነብር ጥበበኛ ሰብ ነበረ። ኣብ ትሕቲ እቲ እምባ ኣብ ዘለዋ ዓድታት ዝነብሩ ሰባት፡ ሽግር ኣብ ዘጋጥሞም እዋን ምኽሪ ንምሕታት ናብቲ ጥበበኛ ሰብኣይ ብምምራሕ ምኽሪ ይሓቱ ነበሩ። ሓደ ዕለት ሓደ መንእሰይ፡ ናብ ጫፍ’ቲ ጎቦ ምብምሕኳር ነቲ ኣረጊት ሰብኣይ ከምዚ ብምባል ሓተቶ። ‘’ከመይ ትኸውን ኣንታ ጥበበኛ ሰብኣይ፡ ኩሉ ሻዕ እተሸግረኒ ሕቶ ስለ ዘላ’የ ናባኻ መጺአ። ንሓደ ሰብ ብሓቂ ዓቢ ክገብሮ ዝኽእል ነገር እንታይ’ዩ?’’ እቲ ጥበበኛ ሰብኣይ ነቲ መንእሰይ ንሒደት እዋን ቀው ኢሉ ድሕሪ ምጥማት ‘’ናይ ብሓቂ ዲኻ ክትፈልጥ ደሊኻ?’’ ክብል ሓተቶ። ‘’እወ ብርግጽ!’’ መለሸ እቲ መንእሰይ። ‘’ጽቡቕ’ሞ ብመልክዕ ዛንታ’ዶ ክነግረካ?’’ ሓደ እዋን፡ ሓደ ግሪኻዊ ሰብኣይ ብዘይምሕር ሕማም ተጠቕዐ። ኣብ ቀረባ መጻኢ ብሰንኪ’ቲ ሓማም ህይወቱ ከም ዝስእን ምስ ተረደአ፡ ሃገሩ ምስ ጸላኢ ኣብ እትፋጠጠሉ እዋን ናብቲ…

0
ርኢቶኹም ኣገዳሲ ኢዩ: ኮመንት ክትጽሕፉ ብኽብሪ ንሓተኩም 😍x