እታ ምእዝዝቲ ሰበይቲ

ሓደ እዋን መዋእሉ ከየዕረፈ ዝሰርሐ ሰብኣይ ነበረ። ነቲ ሰሪሑ ዝረኸቦ ገንዘብ ከኣ ንዕለታዊ ኣስቤዛ ዝኸውን ሒደት ገንዘብ ጥራይ እናህለኸ ብምልኡ የዋህልሎ ነበረ። ብገንዘብ ዝመጽኦ ሰብ ኣይፈቱን’ዩ ዝነበረ። ብሓጺሩ ኣዝዩ ነፋግ’ዩ ነይሩ። ክነብር ክነብር ሓደ መዓልቲ ኣብ ኣጋ ሞቱ ንሰበይቱ ጸዊዑ፡ “ኣብ ግዜ ሞተይ ንኹሉ ገንዘበይ ኣኪብኪ ኣብ’ቲ ሳንዱቕ ሬሳይ ምሳይ ከምዝዕጾ ግበሪ ሓደራኺ” ብምባል ለበዉኡ ከይትጠልም ቃል ኣእተዋ። ብድሕሪ’ዚ ነዊሕ ከይጸንሐ ሞተ። ተገኒዙ ኣብ ሳንዱቕ ክዕሸግ እንከሎ ድማ ሰበይቱ ምስ መሓዝኣ ኣብ ጥቕኡ ነበረት። ሓመድ ድብ ኣኺሉ ኣዳለውቲ ቀብሪ ነቲ ሳንዱቕ ቅድሚ ምስማሮም ወያ ምእዝዝቲ በዓልቲ ቤቱ፡ ሓንሳብ ጽንሑ!” ብምባል

0
ርኢቶኹም ኣገዳሲ ኢዩ: ኮመንት ክትጽሕፉ ብኽብሪ ንሓተኩም 😍x