ስብሒ ስብነትና ንምጉዳል ዝሕግዙ ነጥብታት

1. ሽኮር ንነኪ
2. ጥዕና ዘለዎ ቅብኢ ንመገብ
3. ካርቦን ዘለዎም ጸዓዱ ነገራት ነወግድ
4. ካብ 2 ክሳብ 3 ሊትሮ ማይ ንመዓልቲ ንስተ
5. ጭንቀትና ንቆጻጸር
6. ኣሕምልቲ ነዘውትር
7. ትሑት ትሕዝቶ ፕሮቲን ንመገብ
8. ኣካላዊ ምቅስቓስ ነዘውትር
9. ሓድሽ ለሚን ኣብ ልብጥ ዝበለ ማይ ጸሚቚና ንስተ
10. ነቲ ከተምጽኦ ደሊኻ ዘሎኻ ቅርጺ ኣካላት እናሰራሕካ፡ ንህልዉ ቅርጺ
ኣካላትካ ፍተዎ’ምበር ኣይትጽልኣዮ።

0
ርኢቶኹም ኣገዳሲ ኢዩ: ኮመንት ክትጽሕፉ ብኽብሪ ንሓተኩም 😍x