ዓሰርተ ትቕምታት ባናና

1.ሽጋራ ንኸቋርጹ ዝደልዩ ይሕግዝ
2.ጸቕጢ ኣእምሮ የጉድል
3.ቃንዛ ወርሓዊ ጽግያት የጉድል
4.ሰሓ የቃልል
5.ካብ ኣነምያ (ዋሕዲ ሄሞግሎቢን ኣብ ደም ይከላኸል)
6.ጥዕና ኣዕጽምቲ ይሕሉ
7.ቅዛነት የጉድል
8.ካብ ሕማማት ልብን ልዑል ጸቕጢ ደምን ናይ ምልካፍ
ተኽእሎ የጉድል
9.ስርዓተ ምሕቓቕ መግቢ የቀላጥፍ
10.ሕማም ቁስሊ ከስዐ ይፍውስ

0
ርኢቶኹም ኣገዳሲ ኢዩ: ኮመንት ክትጽሕፉ ብኽብሪ ንሓተኩም 😍x