ቀመም ሽጋራ ንሕማም ረሲዕ የጋድድ

ተመራመርቲ ዩኒቨርሲቲ ቴክሳስ – ኣመሪካ፡ ኣብ ትኪ ናይ ሽጋራ ብዘካየድዎ መጽናዕቲ፡ እቲ ኣብ ትምባኾ ዝርከብ መርዛም ቀመም (ኒኮቲን) ንሕማምምርሳዕ ከምዘጋድድክርድኡ ከምዝኽኣሉ ገሊጾም። እቲ ጠንቂ ብፍላይ ኣብ ዓበይቲ ኣትከኽቲ ሰባት ከምዝገድድ ጠቒሶም፡ ከም ሳዕቤኑ ሕማም ኣልዛይመር ማለት፡ ምጉዳል ብቕዓት ኣእምሮ፡ ናይ ምርሳዕን ምዝራብን ምንቅስቓስን ጸገም ከምዘስዕበሎም ሓቢሮም። ሕማም ኣልዛይመር ዝበዝሕ ግዜ ካብ 70 ክሳብ 90 ዓመት ኣብ ዝዕድመኦም ሰባት’ዩ ዘጋጥም። እዚ ሕማም’ዚ ኣእምሮኦም ጥራይ ዘይኮነ ዝሰርቆም፡ ምንቅስቓሳቶም’ውን ይድርቶም’ዩ። ዘይፍወስን ውዒሉ ሓዲሩ ኣብ ሞት ዘብጽሕን ሕምማ ብምዃኑ ድማ ዝያዳ…

0
ርኢቶኹም ኣገዳሲ ኢዩ: ኮመንት ክትጽሕፉ ብኽብሪ ንሓተኩም 😍x