እሙን ዓርኪ ዲኻ ? ሓደ እሙን ዓርኪ ክገብሮም ዝግባእ ተግባራት

– እቲ ዝበለጸ ግዚኡ ምሳኻ የሕልፎ።
– ሽግርካን ሓጎስካን ብማዕረ ይካፈል።
– ንጥቕሚ ክልቲኻ ኣመዛዚኑ ይጉዓዝ።
– ወትሩ ጉድለታትካ ክእርም ይጽዕር።
– ንምስጢርካ ኣብ ናይ ልቡ ባንክ የቐምጥ።
– ንነዊሕ እንዳጠመተ መደባት ብምስራዕ ኣጣምትኡ የስፍሕ።
– ምእንቲ ዕርክነት ብዙሕ መስዋእቲ ይኸፍል።
– ዕላማኻ ከተተግብር ኣብ ትብገሰሉ እዋን ዝኽእሎዘበል ሓገዝ የበርክት።
-ወትሪ ደጋፊ ህይወትካ ይኸውን።

0
ርኢቶኹም ኣገዳሲ ኢዩ: ኮመንት ክትጽሕፉ ብኽብሪ ንሓተኩም 😍x