ጥዕናዊ ረብሓ ዘይቱን

1. ብትሕዝቶ ካልሽዩም፡ ፖታሽየም፡ ብረት፡ ቪታሚን ‘ኤ’ ‘ቢ’ ን ‘ሲ’ን ሃብታም’ዩ።

2. ካብ ሕማማት ካንሰ ር ስርዓተመፍረ ወ ዲ ተባዕታይ (Prostate cancer) ን ልዑል ጸቕጢ ደምን ይከላኸለልና።

3. ንዝተናውሐ ጽግያት፡ ኣዝማ፡ ነድሪ መዓናጡን ስቶማኮን ይፍውስ።

4. ኣንጻር ጉንፋዕን ሰዓልን ይከላኸል፡ ኣብ ናይ ስርዓተ ምስትንፋስ ቱቦ ከምጸረ ረኽሲ ኮይኑ የገልግል።

5. ድርቀት የፋዂስ፡ ስርዓተ ምሕቃቕ መግቢ የደንፍዕ፡ ከምኡ’ውን ክብደት ኣብ ምንካይ ይሕግዝ።

6. ዓቐን ሽኮር ኣብ ደም ብምጉዳል፡ ኣንጻር ሕማም ሽኮር ይከላኸል። ብተወሳኺ ሕማም ምቅርራፍ ቆርበት (Scurvy) የወግድ።

0
ርኢቶኹም ኣገዳሲ ኢዩ: ኮመንት ክትጽሕፉ ብኽብሪ ንሓተኩም 😍x