ካውሎ ንጥዕና……

– ጸረ-ረኽስን ነድርን የገልግል
– ትሕዝቶኡ፡ ላክቲክ ኣሲድ (lactic acid) ስለዘለዎ፡ ንዳንዱር (ታሕተዋይ ኣካል ናይ ረጒድ መዓንጣ)
– ቃንዛ ርእሲ የህድእ!
– ካብ መጥቃዕቲ ናይ ካንሰር ይከላኸልን ንካልኦት ናይ ቈርበት ሕማማት ይፍውስን!
– ጒንዲ ናይ ሓምሊ ካውሎ ጸሚቚካ ምስታይ ዝበለጸ ፈውሲ ነድሪ ከስዐ’ዩ!
– ብጋስትራይት ትሽገር እንተደኣ ኴንካ፡ ሓድሽ (fresh) ጽሟቕ ካውሎ ስተ!
– መዓልታዊ ካብ 25 ክሳብ 50 ሚሊ ሊትር ጽሟቕ ሓምሊ ካውሎ ብምስታይ፡
1- ሕማም ርእሲ፡ 2- ኣዝማ፡ 3- ብሮንካይትን ካልኦት ናይ ስርዓተ-ምሕቃቕ ጸገማትን ክፍወሱ ይኽእሉ!
– ናይ ኣፍ ረኽሲ፡ ብጽሟቕ ጻዕዳ ሓምሊ ካውሎ ቀስ ኣቢልና ምስ እንደርዞ ቀልጢፉ ክሓዊ ይኽእል!

ክንጥንቀቐሎም ዘለና…..
– ዘይበሰለ ቀይሕ ካውሎ ክንምገብ የብልናን!
– ጉርንጉሪት እንተደኣ ሃልዩካን መድሃኒት ናይ ጸረ-ረኽሲ ትወስድ እንተደኣ ኴንካን ሓምሊ ካውሎ ክትምገብ ኣይግባእን።

0
ርኢቶኹም ኣገዳሲ ኢዩ: ኮመንት ክትጽሕፉ ብኽብሪ ንሓተኩም 😍x