ሞባይል ቴሌፎን ኣብ ትሕቲ መተርኣስና ኣቐሚጥና ኣይንደቅስ! ምኽንያቱ…

ዝበዝሓ ዘመናውያን ሞባይላት ብምኽንያት ፈነወ ሓበሬታ ኣስታት 900 ሜጋ ሀርዝ ዝበጽሕ ተጓዳኢ ጸርጊ ስለ ዝፍንዋ ኣብ ትርኣስና ምቕማጥ ነወግድ። እዚ ተጠቒሱ ዘሎ ዓቐን ጸርጊ ንሓንጎልና ከዕንዎ ይኽእል’ዩ። እንተዘይኮይኑ ድማ ብርቱዕ ሕማም ርእስን ቃንዛ ጭዋዳታትን ከስዕበልና ይኽእል’ዩ። ድሓር ካብ ምጥዓስ ኣቐዲምክ ምጥንቃቕ ዝመስልዎ ነገር የለን።

0
ርኢቶኹም ኣገዳሲ ኢዩ: ኮመንት ክትጽሕፉ ብኽብሪ ንሓተኩም 😍x