ጥቕስታት 2

ከይትመወት ዘይኮነንካስ ምንባር ዘይጀመርካ ከይትኸውን’ዩ ዝያዳ ከሻቕለካ ዝግባእ።


– ዓለም ክቕይር ዝኽእል ዝዓበየ መሳርሒ ትምህርቲ’ዩ።


– ብዘይብልካ ነገር ምጭናቕ ንዘለካ ምጥፋእ’ዩ።


– እቲ ዝሓየለ ሰብ እቲ ንበይኑ ደው ክብል ዝኽእል’ዩ።


 

0
ርኢቶኹም ኣገዳሲ ኢዩ: ኮመንት ክትጽሕፉ ብኽብሪ ንሓተኩም 😍x