ጥቕስታት ህቡባት ሰባት

“ቅንኢ ምስ ፍቕሪ ሓቢሮም ይነብሩ፡፡ ሓቢሮም ግን ኣይሞቱን።”
ኤልዛበል ስቶዳርድ

“ክሳብ’ታ ሰዓት ናይ ምፍልላይ እትመጽእ፡ ፍቕሪ ዕምቈቱ ኣይፍለጥን’ዩ።”
ከሊል ጂብራን

“ናይ ጽባሕ መጀመርታ ሎሚ’ምበር፡ ጽባሕ ኣይኰነትን።”
ጅን ፓወል

0
ርኢቶኹም ኣገዳሲ ኢዩ: ኮመንት ክትጽሕፉ ብኽብሪ ንሓተኩም 😍x