ዓቢ ክትከውን እንተደሊኻ

እቲ ተባዕን ጅግናን ዝነበረ ወተሃደር፡ ኣብ ቅድመ ግንባር ምርኣይ ኣቋረጸ። ኩሉ ሳዕ ሓደጋታት ክንኪ ኣብ ምጽዓርን ንነብሱ ኣብ ምክልኻልን ተዋፈረ። ደጊሙ ክዓቢ ከኣ ፈጺሙ ኣይክኣለን። ‘’መንእሰይ ብሓቂ ዓቢ ክትከውን ትደሊ እንተዄንካ ሞት ከፍርሓካ የብሉን። ኣብ ኩሉ ህይወትካ ተባዕ ኩን! ስዕረት ከኣ ፈጺማ ኣይክትቀርበካን’ያ።’’ ክብል ምኽሩ ዛዘመ።

0
ርኢቶኹም ኣገዳሲ ኢዩ: ኮመንት ክትጽሕፉ ብኽብሪ ንሓተኩም 😍x