ዓቢ ክትከውን እንተደሊኻ

ሰራዊት ዝጽንበር ናይ መጀመርያ ሰብ ኰነ። ኣብቲ ግንባራት ክመውት ብምትስፋው ከኣ፡ ንህይወቱ ዝኾነ ተገዳስነት ከየርኣየ፡ ኣብ ፊት ናይ’ቲ ሰራዊት ይስለፍ ነበረ። ጽቡቕ ዕድል ኰይኑ ሃገሩ ኣብቲ ዝነበረ ኲናት ተዓወተት። ንሱ’ውን ሓንቲ ከይኮነ ካብ’ቲ ዓውደ ኲናት ወጸ። ነቲ ኲናት ዝመርሕ ጀነራል፡ ብትብዓትን መንፍዓትን’ቲ ወተሃደር ተመሰጠ። ኣብ ዓውዲ ናይቲ ኲናት ልዑል ኣበርክቶ ከም ዝነበሮ ብምግንዛብ ከኣ፡ ሽመት ክውስኽዎን ናይ ክብሪ መዳልያታት ክሽልምውን ወሰነ። ኣብቲ ዕለት ምሽላም እምብዛ ሓዚኑን ከፊእዎን ነበረ። በቲ ኩነታት ግር ዝበሎ ጀነራል ናብኡ ብምምራሕ፡ ስለምንታይ ሓዚኑ ከምዘሎ ኣጥቢቑ ሓተቶ። እቲ ሰብኣይ ከኣ ብዛዕባ’ቲ ሒዝዎ ዘሎ ቀታሊ ሕማም ነገሮ። ከመይ ኢለ ከም’ዚ ዝኣመሰለ ተባዕ ወተሃደረይ ክመውት እንከሎ ስቕ ኢለ እርኢ ብምባል ድማ ሓሰበ። በዚ ከኣ፡ ናይታ ሃገር ዝበለጸ ሓኪም ብምጽዋዕ ክሕክሞ ኣዘዘ። ድሕሪ ብዙሕ ጻዕሪ’ቲ ወተሃደር ምሉእ ብምሉእ ሓወየ። ካብቲ ዕለት ንደሓር ግና፡

0
ርኢቶኹም ኣገዳሲ ኢዩ: ኮመንት ክትጽሕፉ ብኽብሪ ንሓተኩም 😍x