ትርጉም ምስላ “ሸውዓተ ዓመት ከይመሃሩ 70 ዓመት ይድንቊሩ”

እዚ ምስላ ሰብ ክመሃርን ንኽፈልጥ ክጽዕርን ከምዘለዎ’ዩ ዘዘኻኽረና። ትርጉሙ ድማ፡ ሰባት ንዝተወሰነ ግዜ ብዓቕሊ ተማሂሮም ነባሪ ፍልጠት ከይቀስሙ፡ ንምሉእ ዕድሚኦም መሃይም ኰይኖም ይንብሩ ማለት’ዩ። ብኻልእ ወገን ክርአ ከሎ ድማ ኣብ እዋኑ ዘይፈታሕካዮ ሽግር ንመዋእል ከሳቕየካ ይነብር ክትርጎም ይከኣል።  

0
ርኢቶኹም ኣገዳሲ ኢዩ: ኮመንት ክትጽሕፉ ብኽብሪ ንሓተኩም 😍x