ምስላታት ፍቕሪ

እቲ ፍቕሪ ዘይብሉ ሰብ፡ ፍቕሪ’ውን ንባዕሉ
ኣይረኽቦን’ዩ።

***

ኣብ ግንባር ብጻይካ ዘሎ ሃመማ ብመንገፊ ኣይተንፍሮ።

***

ፍቕሪ ዘለዎ ሂወት ሕጉስ’ዩ፡ ንፍቕሪ ዝነብር ሂወት ግን
ዕሽነት’ዩ።

***
ፍቕሪ ንሓደ ሰብኣይ ዕውርን ጸማምን’ዩ ዝገብሮ።

***

ኩሉ ግዜ ናብ ፍቕሪ ፈለማና ኢና እንምለስ።

0
ርኢቶኹም ኣገዳሲ ኢዩ: ኮመንት ክትጽሕፉ ብኽብሪ ንሓተኩም 😍x