ልቦናዊ ብሂላት

• ሽሕ ቃላት ካብ ምንባብ ሓንቲ ቃል ኣንቢብካ ምትግባር ይበልጽ።
• ፍቕሪ ከም ሞት ሓያል’ያ፡ ቅንኢ ከኣ ከም መቓብር ግናይ’ያ።
• ዓይንኻ እንተዘይርኢኻሉ ግንባርካ’ዩ።
• እታ ሕማቕ መዓልቲ፡ እታ ሕማቕ ዝሓሰብካላ ዕለት’ያ።
• ሕማቕ ዓያያይ ወትሩ ንመሳርሒ ኣቕሑ ይኸስስ።
• ቅኑዕ ተግባር ባዕሉ ይዛረብ።
• ለባም ሰብ ካብ ዝረኽቦም ዕድላት ዝፈጥሮም ዕድላት ይበዝሕ።

0
ርኢቶኹም ኣገዳሲ ኢዩ: ኮመንት ክትጽሕፉ ብኽብሪ ንሓተኩም 😍x