ሬድዮኣክቲቭን ሓደገኛነቱን

ክንከላኸሎ ይከኣል እዩ፣ ከም ሓንቲ ፊልዮ ወረቐት ዝምርቃቑ መከላኸሊ እዩ ዝኣኽሎ፣ ቤታን ጋማን ግን ኣካልና ሰንጢቖም ክኣትው ይኽእሉ እዮም፣ ኣብ ህዋሳትና ዝርከቡ ወሃዮታት ድማ የዕንው፣ ውሑድ ዓቐን ጨረርታ ሽሕ’ኳ ውሑዳት ወሃዮታት ይቐትል እንተዀነ ጐዳኢ ኣይኰነን፣ ሓደገኛነቱ ኣብ ከሚካላዊ ትሕዝቶ ወሃዮታት ለውጢ ክገብር ዝኽእል ብርተዐ እንተ ሃሊዎ እዩ፣ ንሓደ ወሃዮ ከመይ ይሰርሕ ዝቈጻጸሩ “ኮምፕለክስ ሜለኵላት” DNAን RNAን እዮም፣ ሓደገኛ ዓቐን ዘለዎ ጨረርታ ሬድዮኣክቲቭ ኣብዚኦም ሜለኵላት’ዩ ለውጢ ዝገብር፣ ከም ውጽኢቱ እቶም ወሃዮታት ካብ ቍጽጽር ወጻኢ ይዀኑ፣

0
ርኢቶኹም ኣገዳሲ ኢዩ: ኮመንት ክትጽሕፉ ብኽብሪ ንሓተኩም 😍x