ሬድዮኣክቲቭን ሓደገኛነቱን

ሬድዮኣክቲቪቲ ብ1895 ብፈረንሳዊ ስነ-ፍልጠተኛ ሄንሪ ባክኲረል እዩ ተረኺቡ፣ ሬድዮኣኪቲቭ ዝበሃሉ ባእታት ሓያል ጨረርታ ዝጸርጉ እዮም፣ ንህይወታwያን ክቐትሉ ይኽእሉ። ግን ከኣ ዓቢ ጥቕሚ ኣለዎም፣ ኣልፋ። ቤታን ጋማን ተባሂሎም ድማ ኣብ ሰለስተ ይኽፈሉ፣ መጀመርታ ምስ ተረኽቡ እንታይ ምኻኖም ዝፈልጥ ኣይነበረን፣ ኣብኡ እንከለው ኣልፋ። ቤታን ጋማን ኢሎም ሰምየሞም፣ እዞም ጨረርታት ካብ ሬድዮኣክቲቭ ጸሪጎም ብሓያል ፍጥነት እዮም ዝጓዓዙ፣ ኣልፋን ቤታን ኤለክትሪካዊ ቻርጅ ዘለዎም እዮም፣ ኣብ ወሃዮ ዝዀነ ህይወታዊ እንተ በጺሖም ክቐትሉዎ ወይ ከዕንውዎ ይኽእሉ፣ ልዑል ዓቐን ናይዚ ጨረርታ ልክዕ ከም ጓህሪ ኰይኑ ንዙሓት ወሃዮታት ክቐትል ይኽእል፣ ጸርጊ ኣልፋ ግን ብቐሊሉ

0
ርኢቶኹም ኣገዳሲ ኢዩ: ኮመንት ክትጽሕፉ ብኽብሪ ንሓተኩም 😍x