ኩለን ክትምልሰን ፈትን – ክልተ ትርጉም ዘለዎ ቃላት ርኸብ

መልሲ

 ምቕራብ

ካብ ርሕቀት እናቐረብካ ክትመጽእ እንከሎኻ፣

እቲ ካልኣይ ትርጉሙ ከኣ ሓደ ነገር ድሉው ምግባር ንኣብነት “መኣዲ ምቕራብ”።

—————————————————————

ምዝንጋዕ

ምዝናይ

እቲ ካልኣይ ትርጉሙ ከኣ ምድህላል ወይ ከኣ ተዳሊኻ ዘይምጽናሕ።

—————————————————————

ምግልጋል

ካብ ሓደ ዘይትደልዮ ነገር ናጻ ምዃን

እቲ ካልኣይ ትርጉሙ ከኣ ኣገልግሎት ምሃብ ።

—————————————————————

ምፍናው

ንሓደ ክኸይድ ዝተበገሰ ጋሻ ክሳብ ዝተወሰነ ቦታ ምስኡ ምኻድ

ካልኣይ ትርጉሙ ሓበሬታ ብሬድዮ ምፍናው።

መልሲ ኣብ ዝቕጽል ገጽ 

0
ርኢቶኹም ኣገዳሲ ኢዩ: ኮመንት ክትጽሕፉ ብኽብሪ ንሓተኩም 😍x