ኩለን ክትምልሰን ፈትን – ክልተ ትርጉም ዘለዎ ቃላት ርኸብ

ንኣብነት:

ሓዘን

እቲ ቀዳማይ ትርጒም ናይ’ዚ ቃል፣ ምሕዛን (ናይ ጓሂ ስምዒት ዝፈጥር) ክኸውን እንከሎ እቲ ካልኣይ ትርጒሙ ከኣ ምሓዝ።
ንኣብነት “ንኹለን እተን ደርሁ ሓዘን

ናይዞም ዝስዕቡ ቃላት ካልኣይ ትርጉም ርኸበሎም

 ምቕራብ

ምዝንጋዕ

ምግልጋል

ምፍናው

ሃዲሞም

ወጠጦ

ሃቦ


ቅድሚ ምቕጻልካ ክትምልሰን ፈትን 

መልሲ ኣብ ዝቕጽል ገጻት

0
ርኢቶኹም ኣገዳሲ ኢዩ: ኮመንት ክትጽሕፉ ብኽብሪ ንሓተኩም 😍x