ፈጺምካ ኣይትፍራሕ በቲ ቅኑዕ እትብሎ መንገዲ ጥራይ ንበር።

‘‘ፈጺምካ ኣይትፍራሕ በቲ ቅኑዕ እትብሎ መንገዲ ጥራይ ንበር።’’
ኔል ኤ ማክስዌል

ንህይወት ክትነብራ ኢኻ ኣብ ዓለም ሃሊኻ። ስለዚ ክሳብ ዝተፈቕደትልካ እዋን ፈጺምካ ከይፈራሕካ በቲ ቅኑዕ እትብሎ መንገዲ ክትጓዓዝ ፈትን። ልክዕ ከምታ ዝበርገገት ሰሳሕ፡ ኩሉ ነገራት ብስግኣት እትጥምቶ እንተዄንካ ግን ፈጺምካ ንሂወት ከተስተማቕራ ኣይኮንካን። ስለዚ ፍርሒ ኣወጊድካ ካብቲ ተሸጊጥካሉ ዘለኻ ጎጆ ፍርሒ ውጻእ። ንዓለም ከኣ ብዙርያኣ ብዘይስክፍታ ጠምታ። 

1
0
ርኢቶኹም ኣገዳሲ ኢዩ: ኮመንት ክትጽሕፉ ብኽብሪ ንሓተኩም 😍x