ትርጉም ቃላት ትግርኛ

• ህማም- ፍናን፡ ኩርዓት
• ለጋዕ- ነፍሰጾር፡ መላእ (ንጥሪት)
• መሃመል- መዘናግዒ
• መስሐ- ዝጨነወ፡ እተበላሸወ ስጋ
• መገጻ- ስፍሪ፡ ሽዱሽተ ገበታ፡ 240 ኪሎ እኽሊ።
• ማህሌት- መዝሙር፡ ዜማ
• ሪም- ስርዓት፡ ውዕል፡ ንቡር
• ርዖ- ዝኣረገ፡ ማእሲ።
• ባዕሊ- ወናኒ፡ ዋና ገንዘብ
• ቦዱ- ኣብ ጥቕሚ ዘይወዓለ(ዘይተሓርሰ) ስቡሕ መሬት
• ግብዝ- ሃካይ፡ ዘይትጉህ
• ጻርያ፡ ጽርይቲ/ ጥንሲ ዘይብላ ሰበይቲ

0
ርኢቶኹም ኣገዳሲ ኢዩ: ኮመንት ክትጽሕፉ ብኽብሪ ንሓተኩም 😍x