ሳዕቤናት ልዕሊ ዓቐን ምስታይ

ልዕሊ ዓቐን ኮካ 

coca

ምናልባት ስድራ ከሰዓት ቈልዑ ንደቆም “ብብዝሒ ኮካ እንተደኣ ወሲድኩም ክትሞቱ ኢኹም” እናበሉ የፈራርሑ ይኾኑ’ዮም። እንተኾነ ግን ብርግጽ ብብዝሒ ኮካ ብምስታያ ዝሞተት ሰበይቲ ኣላ። ናታሻ ሃሪስ ዝተባህለት ጓል 30 ዓመት ኒውዚላንዳዊት፡ ኣብ መዓልቲ 2.2 ጃሎን ኮካ ብምስታያ’ያ ናብ ሞት በጺሓ። 2.2 ጃሎን ኮካ ማለት፡ ኣርባዕተ ነናይ ክልተ ሊትሮ ጥርሙስ ወይ ድማ 24 ዕሹግ ታኒካ ኮካ ማለት’ዩ። እዛ ንነዊሕ ዓመታት ብብዝሒ ኮካ እትወስድ ዝነበረት ናታሻ ቅድሚ ምማታ (2010) ብዝተፈላለዩ ሕማማት ትሳቐ ምንባራ ሓካይማ ይገልጹ። 

 

0
ርኢቶኹም ኣገዳሲ ኢዩ: ኮመንት ክትጽሕፉ ብኽብሪ ንሓተኩም 😍x