ሞሪኖን ምስጢር እታ ንእሽቶ ጥራዙን

MANCHESTER, ENGLAND - AUGUST 27: Jose Mourinho, Manager of Manchester United checks his note book during the Premier League match between Manchester United and Tottenham Hotspur at Old Trafford on August 27, 2018 in Manchester, United Kingdom. (Photo by Michael Regan/Getty Images)

ፖርቱጋላዊ ሆዜ ሞሪኖ ኣብ ግዜ ጸወታ ብተደጋጋሚ ግዜ ኣብ ኢዱ ኣብ ዝሕዛ ንእሽቶ ጥራዝ (ኖትቡክ) ክጽሕፍ ይረአ’ዩ። እንታይ ከምዝጽሕፍን ንምንታይ ከምዝጥቀመሉን ተሓቲቱ ድማ ከምዚ ክብል መሊሱ:

‘ብዙሕ እዋን ኣብ ግዜ ዕረፍቲ ብዛዕባ ንዛተየሉ ኣጋጣሚታት’የ ዝጽሕፍ፡ ብተወሳኺ ድማ ዝደኸመ መስመርን  ዝሓየለ መስመርን ጋንታይ ንምዝታይ ዝእንፍት ሓሳባት አስፍር። እዚ ድማ መን ከም ዝደኸመን መን ክቕየር ከምዝግብኦን ንምንጻር ይሕግዝ። ሓደ ሓደ ግዜ ድማ ንተጻወትተይ ብመርትዖ ክእርምን ከም መዘኻኸሪ ከቕርብን ይሕግዘኒ’ዩ’ ብምባል ኣረዲኡ።

0
ርኢቶኹም ኣገዳሲ ኢዩ: ኮመንት ክትጽሕፉ ብኽብሪ ንሓተኩም 😍x