ሕማም ቲቢ እንታይ እዩ? ብኸመይ ብቲቢ ክትልከፍ ትኽእል?

ቲቢ ከምዘለኩም ብኸመይ ትፈልጡ?

እቲ ካብ 2-3 ሳምንታት ወይ ልዕሊኡ ዝስዕል ሰብ፡ ኣብ ሳናብኡ ቲቢ ክህልዎ ይኽእል’ዩ። እቲ ኣዝዩ ፍሉጥ ምልክታት ቲቢ ሳንቡእ፡

• ቃንዛ ኣፍ-ልቢ
• ካብ ውሽጢ ሳንቡእ ሳሕቲ ድማ ደም ዘለዎ ዓኽታ ምስዓል፡ ባክተርያ ቲቢ ካብ ኣየር ናብ ውሽጢ ብምስትንፋስ ይመሓላለፍ። ካልእ ፍሉጥ ምልክታት ቲቢ ቲቢ ሳንቡእን ኣብ ካልእ ክፍሊኣካላት ዜጋጥም ቲቢ – ፥
• ምጥፋእ ሸውሃት
• ምጕዳል ሚዛን ሰብነት
• ስምዒት ምስልካይን ድኻምን
• ንንውሕ ዝበለ ግዜ ዝጸንሕ ረስኒ ምህላው
• ረሃጽ ኣብ ግዜ ለይቲ
• ሕበጥ ኣብ ክሳድ፡ ቱሽቱሽ ወይ ሽምጢ

0
ርኢቶኹም ኣገዳሲ ኢዩ: ኮመንት ክትጽሕፉ ብኽብሪ ንሓተኩም 😍x