ሓቅታት

* ግመል ክሳብ 30 ጋሎን (113 ሊትሮ) ኣብ ውሽጢ 13 ደቓይቕ ክሰቲ ይኽእል።
* ኣብ መወዳእታ 2021 ካብ ዝተረኽበ ጸብጻብ፡ 500 ሚልዮን መልእኽትታት ኣብ ትዊተር መዓልታዊ ይእንገድ ኔሩ።
* ፍሬንች ፍራይስ ተባሂሉ ዝፍለጥ ካብ ድንሽ ዝስራሕ መግቢ፡ መበቆሉ ፈረንሳይ ዘይኮነስ ቤልጅዩም’ዩ።
* ኣብ መዓልቲ ኣስታት 7 ሚእታዊ ዝኾኑ ኣሜሪካውያን፡ ማክዶናልድ ይምገቡ።

0
ርኢቶኹም ኣገዳሲ ኢዩ: ኮመንት ክትጽሕፉ ብኽብሪ ንሓተኩም 😍x