ዝበዝሐ ጫካታት ዝውንና ሃገራት ዓለም

ብራዚል- ልዕሊ 500,000 ሄክታር ካብ ጠቕላላ ስፍሓት እታ ሃገር ብጫካታት ዝተሓዝአ’ዩ።
ካናዳ- 320,000 ሄክታር
ኣሜሪካ- 300,000 ሄክታር
ቻይና- 200,000 ሄክታር
ኣውስትራልያ- 185,000ሄክታር
ዲ.ሪ.ኮንጎ- 135,000 ሄክታር
ኢንዶኔዥያ- 90,000 ሄክታር
ፔሩ- 70,000 ሄክታር
ህንዲ- 68,000 ሄክታር
ሱዳን- 65,000 ሄክታር

0
ርኢቶኹም ኣገዳሲ ኢዩ: ኮመንት ክትጽሕፉ ብኽብሪ ንሓተኩም 😍x