ንኣፍልጦ

• ህጻናት ደቂ ኣንስትዮ ካብ ህጻናይ ደቂተባዕትዮ ዝያዳ ይስሕቓ።
• 40 ዲግሪ ሰንቲግረይድ ምስ 40 ዲግሪ ፈረነሀይት ማዕረ’ዩ።
• ማእከላይ ክብደት ሓንጎል ደቂ ተባዕትዮ 3.2 ኪሎ ይምዘን። ናይ ደቂ ኣንስትዮ ከኣ 2.1 ኪሎ ይበጽሕ።
• ሓደ ሊትሮ ማይን ሓደ ኪሎ ማይን ሚዛኖም ማዕረ’ዩ።
• ምስ ምሉእ ክፍሊ ኣካሉ ብምውድዳር ዝገዘፈ ርእሲ ዘለዎ እንስሳ ጻጸ’ዩ።
• ካት ፊሽ ዝተባህለ ዓይነት ዓሳ፣ 650 ኤሌክትሪካዊ ቮልት ጸዓት የመንጩ።

0
ርኢቶኹም ኣገዳሲ ኢዩ: ኮመንት ክትጽሕፉ ብኽብሪ ንሓተኩም 😍x