ሓቅታት ብዛዕባ ጸጉሪ ርእሲ

– ናይ ሓደ እኹል ሰብ ጸጉሪ ርእሲ ብቑጽሪ ካብ 100,000 ክሳብ 150,000 ኣቢሉ ይበጽሕ።
– ብማእከላይ ገምጋም ናይ ሓንቲ ጸጒሪ ርእሲ ዕድመ፡ ካብ ኣርባዕተ ክሳብ ሸውዓተ ዓመት ይበጽሕ።
– ካብ ሓደ እኹል ሰብ መዓልታዊ ካብ 100-120 ዝበጽሑ ጸጉሪ ይረግፉ።
– ሓንቲ ጸጉሪ ርእሲ ክትረግፍ እንከላ ካልእ ኣብ ቦትኣ ትበቁል። እዚ መስርሕ’ዚ ኣብ ህይወትና ልዕሊ 25 ግዜ ይደጋገም።
– ፍጡራት ዝውንኑዎ ጸጉሪ ዝተፈላለየ (ጸሊም፡ ቡናዊ፡ ጻዕዳ) ሕብርታት ዘለዎ ኮይኑ ሰባት ስለምንታይ ቡናዊ ሕብሪ ዘለዎ ጸጉሪ ክህልዎም ከምዝኸኣለ ኣይፍለጥን’ዩ።
– ጸጉሪ ርእሲ ብዝተፈላለዩ ቫይረሳት ክጥቃዕን ክሓምምን ይኽእል’ዩ።

0
ርኢቶኹም ኣገዳሲ ኢዩ: ኮመንት ክትጽሕፉ ብኽብሪ ንሓተኩም 😍x